ብዝሒ እተን ኣብ ሓድሽ ኪዳን ዝርከባ፡ "ዓለም ለኻውያን መልእኽትታት" ዝብሃላ ክንደይ እዩ፧, ኣፖክሪፋ ማለት እንታይ ማለት'ዩ፡ ንምንታይ እዩ ኸ ዝውክል፧, ክርስትና ”እቲ ካልኣይ ምዕራፍ” ተባሂሉ’ውን ይፍለጥ እዩ። ካልኣይ ምዕራፍ ማለት እንታይ ማለት'ዩ፧, ኣብ ቤተክርስትያን፡ ዕጣን ንምትካኽ እንጥቀመሉ መሳርሒ፡ እንታይ ተባሂሉ ይጽዋዕ። ክንደይ ሰንሰለት ከ ኣሎዎ፧, ክልቲአን ኣእጋሩ ሓንካስ ዝነበረ፡ ወዲ ዮናታን ወዲ ሳኦል መን ይብሃል፧, ቅዳሴ፡ ኣብ ክልተ ክፍልታት ክንመቕሎ ንኽእል ኢና፡ ኣብ ምንታይን ኣብ ምንታይን ይኽፈል፧, መጽሓፍቲ ዓበይቲ ነብያት ዝብሃላ፡ ሓሙሽተ እየን፡ በብሓደ ስመየን።, ካልኣይ ቀኖና ዝሓዘ ብሉይ ኪዳን፡ (ኣስተውዕል ብሉይ ኪዳን ጥራይ) ክንደይ መጽሓፍቲ ዝሓዘ እዩ፧ , “ን86 ዓመታት ከገልግሎ ከለኹ፡ ክፉእ ንዘይረኣኹሉ፡ ሕጂ ኣብ እርጋነይ ከመይ ጌረ ክኽሕዶ፧" ዝበለ መን ይብሃል፧, ንመጽሓፍ ኣስቴር ዝጸሓፈ መን ይብሃል፧, ነብዪ ኤርምያስ ንኣገልግሎት ክጽዋዕ ከሎ ወዲ ክንደይ ዓመት ኣቢሉ ነበረ፧, ነህምያን እቶም ህዝብን፡ መካበብያ ኢየሩሳሌም ንኽሰርሑ ክንደይ መዓልቲ ወሲዱሎም፧ , እቲ ጐይታና ኢየሱስ ኣብ ቃና ዘገሊላ፡ ናብ ወይኒ ዝቐየሮ ማይ፡ ዓቐኑ፡ ክንደይ ሊትሮ ኣቢሉ ነበረ፧, “ሳኦል ሽሑ ዳዊት ግና እልፉ” ቐተለ ኣብ ዝብል ሓሳብ፡ እልፊ ማለት ክንደይ ማለት'ዩ፧, ን 100 ዝኣኽሉ ነብያት ሓቢኡ ካብ ኢድ ኤዛቤል ዘድሓኖም መን ይብሃል፧.
0%
ሕቶታት መሰረት
Share
by
Fryonas
Religionskunskap
I-edit ang Content
Embed
Uban pa
Leaderboard
Ang
Random cards
usa ka open-ended nga template. Dili kini makamugna ug mga marka sa leaderboard.
Kinahanglan mag log in
Visual style
Fonts
Kinahanglan mag log in
Mga Option
I-switch ang template
Ipakita tanan
Daghang mga format ang mugawas samtang gidula nimo ang activity.
Open results
Copy link
Mag-delete
I-restore ang gi-autosave:
?