ድቋ - ዓይነት ስዋ ኰይኑ፡ ሓፊስ ማለት'ዩ, ኮዮ - ዓይነት ሳእኒ ኰይኑ ምስ ባድላ እንኽደኖ, ስራሕ ድቋ - ሰራሕተኛ ናይ ጽሬት መኪና፡ ኣብ ትርፊ ጊዜ ድማ መርድእ, ሓቀኛ ስም ድቋ - ወልደጋብር, ድቋ ስዋ ዝሰትየላ ዝነበረ - ብርዛፍ, ኣማውታ ድቋ - ከረድእ ክብል ካብ ጎቦ ጸዲፉ, ዕድመ ድቋ - ሱሳታት ኣቢሉ, ንድቋ ዝተለቕሰሉ ቦታ - ኣብ ቤተ ክርስቲያን, ሰይቲ ዱቋ - ሰበይቲ ኣይነበረቶን, ድቋ መብዝሕትኡ ጊዜ ዝሓድረሉ - ኣብ እንዳ ብርዛፍ፡ ክሻ ኣንጺፉ,

Līderu saraksts

Vizuālais stils

Iespējas

Pārslēgt veidni

Atjaunot automātiski saglabāto: ?