ኣበይ ንነብር አሎና - ኖርወይ, ከተማና መን ሽማ ወይ መን ትበሃል - ትሮንድሃይም, እንታይ ቋንቋ ንመሃር አሎና - ትግርኛ, ሓደ ተደመሮ ሓደ ይኸውን - ክልተ, ሃገርና መን ትበሃል - ኤርትራ, ናይ ኖርወይ ዋና ከተማ መን ትበሃል - ኦስሎ, ባዶ ተደመሮ ባዶ ይኸውን - ባዶ, መምህር ዶ ይዐቢ ተመሃራይ - መምህር, ንማማኹም ትፈትዉዋ ዶ - እወ አዚና ንፈትዋ, ንረሳሕ ክዳን እንታይ ንገብሮ - ንሓጽቦ,

አዛምድ (22.03.2021)

Theme

Options

Leaderboard

Switch template

Interactives

Restore auto-saved: ?