1) ስም ክንደይ ክፍልታት ኣሎዎ፧ a)  ኣርባዕተ b) ሰለስተ c) ክልተ d) ሓምሽተ 2) ካብዞም ዝስዕቡ፡ ስም ተጸውዖ ኣየናይ እዩ፧ a) እንስሳ b) ወዲ c) ሰበይቲ d) ነብሪ 3) ካብዞም ዝስዕቡ፡ ስም ሓባር ኣየናይ እዩ፧ a) በርሀ b)  ሰብ c) ኤርትራ d) ወዲ 4) ካብዞም ዝስዕቡ፡ ስም ቈሳቍስ (ነገራት) ኣየናይ እዩ፧ a) ስረ b) በርሀ c) ብርሃን d)  እግሪ 5) ካብዞም ዝስዕቡ፡ ስም ረቂቕ ኣየናይ እዩ፧ a) ኤርትራ b) ብርሃን c) በርሀ d)  ጣውላ 6) ስም ማለት እንታይ ማለት እዩ፧ a) መሕፈሪ b) መቐውዒ c) መዅርዒ d) መጸውዒ

Leaderboard

Estilo ng visual

Mga pagpipilian

Magpalit ng template

Ibalik ng awtomatikong pag-save: ?