ብዝሒ እተን ኣብ ሓድሽ ኪዳን ዝርከባ፡ "ዓለም ለኻውያን መልእኽትታት" ዝብሃላ ክንደይ እዩ፧, ኣፖክሪፋ ማለት እንታይ ማለት'ዩ፡ ንምንታይ እዩ ኸ ዝውክል፧, ክርስትና ”እቲ ካልኣይ ምዕራፍ” ተባሂሉ’ውን ይፍለጥ እዩ። ካልኣይ ምዕራፍ ማለት እንታይ ማለት'ዩ፧, ኣብ ቤተክርስትያን፡ ዕጣን ንምትካኽ እንጥቀመሉ መሳርሒ፡ እንታይ ተባሂሉ ይጽዋዕ። ክንደይ ሰንሰለት ከ ኣሎዎ፧, ክልቲአን ኣእጋሩ ሓንካስ ዝነበረ፡ ወዲ ዮናታን ወዲ ሳኦል መን ይብሃል፧, ቅዳሴ፡ ኣብ ክልተ ክፍልታት ክንመቕሎ ንኽእል ኢና፡ ኣብ ምንታይን ኣብ ምንታይን ይኽፈል፧, መጽሓፍቲ ዓበይቲ ነብያት ዝብሃላ፡ ሓሙሽተ እየን፡ በብሓደ ስመየን።, ካልኣይ ቀኖና ዝሓዘ ብሉይ ኪዳን፡ (ኣስተውዕል ብሉይ ኪዳን ጥራይ) ክንደይ መጽሓፍቲ ዝሓዘ እዩ፧ , “ን86 ዓመታት ከገልግሎ ከለኹ፡ ክፉእ ንዘይረኣኹሉ፡ ሕጂ ኣብ እርጋነይ ከመይ ጌረ ክኽሕዶ፧" ዝበለ መን ይብሃል፧,  ንመጽሓፍ ኣስቴር ዝጸሓፈ መን ይብሃል፧, ነብዪ ኤርምያስ ንኣገልግሎት ክጽዋዕ ከሎ ወዲ ክንደይ ዓመት ኣቢሉ ነበረ፧, ነህምያን እቶም ህዝብን፡ መካበብያ ኢየሩሳሌም ንኽሰርሑ ክንደይ መዓልቲ ወሲዱሎም፧ , እቲ ጐይታና ኢየሱስ ኣብ ቃና ዘገሊላ፡ ናብ ወይኒ ዝቐየሮ ማይ፡ ዓቐኑ፡ ክንደይ ሊትሮ ኣቢሉ ነበረ፧, “ሳኦል ሽሑ ዳዊት ግና እልፉ” ቐተለ ኣብ ዝብል ሓሳብ፡ እልፊ ማለት ክንደይ ማለት'ዩ፧, ን 100 ዝኣኽሉ ነብያት ሓቢኡ ካብ ኢድ ኤዛቤል ዘድሓኖም መን ይብሃል፧.

ሕቶታት መሰረት

Tulostaulu

Korttipakka on avoin malli. Se ei luo tulostaululle pisteitä.

Visuaalinen tyyli

Vaihtoehdot

Vaihda mallia

Säilytetäänkö automaattisesti tallennettu tehtävä ?